ባሕቲ መስከረም August 10, 2021 Uncategorized 0 ንዕለት 29 ነሓሰ 2021 ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽሪ ፈላሚ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ኣብ ለንደን ነብዕሎ ኣሎና`ሞ፡ ምሳና ሓቢርኩም ክትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም። Read More »