ምንቅስቓስ ይኣክል ወግዓዊ ስሙ እንታይ ኢዩ፧ መዓስከ ተመስሪቱ፧ እዚ ምንቅስቓስ ብዝተፈላለየ ሃገራትን ከተማታትን ነናቱ መጸውዒ ስም’ኳ እንተሃለዎ፡ ዳርጋ ኣብ ኩለን ሃገራትን ከተማታትን ግን እታ “ይኣክል” ትብል ቃል ከም ኣርማ ደሚቓ ትርከብ። እቲ ብዓለም ደረጃ ዝተጠርነፈ ባይቶ ግን ብ”ዓለም-ለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል” ኢዩ ዝፍለጥ። ብዙሓት ሰባት ከኣ ብሓጺር “ይኣክል”ኢሎም ይጽውዕዎ። እዚ …
Read More »ትዕዝብተይ ኣብ ጉባኤ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል 2021
ጸጋይ ገብረሂወት ኣባል ባይቶ ይኣክል ለንደን ፡ 8 ነሓሰ 2021 ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ካብ ዕለት 30 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሴ ጉባኤ ከም ዘካየደ ዳርጋ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ይመስለኒ። እቲ ዘይፈለጠ፡ ምናልባት ኣብ ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ብዙሕ ተሳታፍነት ዘይብሉ ወይ ድማ ብስራሕ፡ ትንፋስ ዘይረኸበ ሰብ ክኸውን ይኽእል …
Read More »Renewing the Eritrean opposition – Yiakl goes global
Source: ERITREA HUB By Prof. Gaim Kibreab Background In one of his marathon interviews broadcasts on 18 September 2003, Isaias Afwerki, who rules Eritrea as his personal property, said: “The government is trusted by its people. Government institutions have been set up for the people.”[1] Contrary to his assertion, not only …
Read More »