Thursday , December 8 2022

Recent Posts

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ስምምዕ ሰላም

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ ነቲ ብዕለት 2 ሕዳር 2022፡ ኣብ መንጎ ፈደረላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወያነ ሓርነት ትግራይን፡ ኣብ ፕሪቶሪያ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ዝተፈረመ ውዕል ሰላም ዘለዎ ደገፍ ይገልጽ። ውዕል ሰላም ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንድሕነትን ሰላምን ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ግምት ዘእተወ ብምዃኑ፡ ዓንቀጻቱ፡ ኣብቲ ተኣሚምዎ …

Read More »

Global Yiakl FAQ

ምንቅስቓስ ይኣክል ወግዓዊ ስሙ እንታይ ኢዩ፧ መዓስከ ተመስሪቱ፧ እዚ ምንቅስቓስ ብዝተፈላለየ ሃገራትን ከተማታትን ነናቱ መጸውዒ ስም’ኳ እንተሃለዎ፡ ዳርጋ ኣብ ኩለን ሃገራትን ከተማታትን ግን እታ “ይኣክል” ትብል ቃል ከም ኣርማ ደሚቓ ትርከብ። እቲ ብዓለም ደረጃ ዝተጠርነፈ ባይቶ ግን ብ”ዓለም-ለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል” ኢዩ ዝፍለጥ። ብዙሓት ሰባት ከኣ ብሓጺር “ይኣክል”ኢሎም ይጽውዕዎ። እዚ …

Read More »

ትዕዝብተይ ኣብ ጉባኤ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል 2021

ጸጋይ ገብረሂወት ኣባል ባይቶ ይኣክል ለንደን ፡ 8 ነሓሰ 2021 ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ካብ ዕለት 30 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሴ ጉባኤ ከም ዘካየደ ዳርጋ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ይመስለኒ። እቲ ዘይፈለጠ፡ ምናልባት ኣብ ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ብዙሕ ተሳታፍነት ዘይብሉ ወይ ድማ ብስራሕ፡ ትንፋስ ዘይረኸበ ሰብ ክኸውን ይኽእል …

Read More »

EMM Yiakl London – Refugees Letter to UNHCR

Website: www.yiakl.ukEmail : london.lobbying@yiakl.uk10 August 2021 Dear Mr. Grandi, We write to you with concern and sorrow for the tens of thousands of vulnerable Eritrean refugees trapped in the active war zone in Tigray, Ethiopia, since 4 November 2020. Swift action must be taken to relocate them to a safe …

Read More »

ባሕቲ መስከረም

ንዕለት 29 ነሓሰ 2021 ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽሪ ፈላሚ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ኣብ ለንደን ነብዕሎ ኣሎና`ሞ፡ ምሳና ሓቢርኩም ክትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።

Read More »
0
Would love your thoughts, please comment.x
()
x